VIDEO | ስጋለት ቀጣን ፡ ብሙሴ ኣብርሃ

0
11

Ope.Fenkel1990-2013-02-500

[VIDEO] ስጋለት ቀጣን ፡ ብሙሴ ኣብርሃ | እታ ብጸይቱ ስጕሚ ደሪባ ምስ ቀደመቶ: ጅግንነታ ኣስደሚምዎ ብጻይ ኣተኲሩ ጠመታ ካብቲ ማዕዶ: ናህሪ ወሲኹ ከርክባ እተሃቀነ መመሊሳ ሪሒቓቶ: ግን ንሱ ዉን አይሓመቀን እቲ ብጻይ