ኣብ ሚንስትሪ ዜና ኤርትራ ኣተዓባቢኻ ክርኣይ ዝኽእል ኩነታት ኣይነበረን ይብል ሓደ ኤርትራዊ

0
21

VOA_Logoኣብ ሚንስትሪ ዜና ኤርትራ ኣተዓባቢኻ ክርኣይ ዝኽእል ኩነታት ኣይነበረን ይብል ሓደ ኤርትራዊ:: ኣብ ኣህጉራዊ ጉጅለ ቅልውላው ዲረክተር ፕሮጀክት ቀርኒ ኣፍሪቃ ብወገኑ፡ መቐጸልታ ናይቲ ክርኣይ ዝጸንሐ ተኸታታሊ ተቓውሞ`ዩ ይብል::

ንኽልቲኡ ርእይቶታትን ካልእን ዝሓዘ መደብ ኣብ ናይ ሎሚ ዓርቢ መደብ ተፈኒዩ`ሎ፡ ኣብ ምልክት ድምጺ ብምጽ”ዓን ምስማዕ ይክኣል፡:
play-button38