ሕጂ’ውን ኣብ ዘይመንጠቢትክን ኣይተእትዋ ኢድክን !!

0
25

ኣብ’ዚ ቅንያት እዚ ሕልፍ-ሕልፍ ኢሉ ዝተራእየ፡ ጭንቀት ዝወለዶ፡ በብቁሩብ ፈኸም እንዳበለ ግብረ-ሽበራዊ መልክዕ ዝሕዝ ዘሎ፡ ብሹመኛታት ስርዓት ወያነ፡ “ስመር” ብዝብል ስም ኣጠሚቑ ከዋፍሮም ዝጸንሐ ናይ ባንዳታት ባእታታት፡ ኣብ ከተማ ሎንዶንን ዋሽንግቶን ዲሲን ዝርከብ አብያተ ጽሕፈታት ኤምባሲታትና “እግበር ‘ዩ ስለ ዝተባህሉ” ምርኢት ከርእዩ ኢሎም ዝፈተንዎ ፈተነ፡ ንነብሶም ኣብ ናይ ውርደት ዓውደ ምርኢት ተቐይሮም፡ ፡

ነዚ ዝፈተንዎ ጥዕና ዘይብሉ ስጉምቲ፡ ሕርሕራይ ተዋሪዶም፡ ካብኣቶም ድማ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም ኣለዉ፡ ፡

Abzei_MenTebitkn_AyteEtwa_Edkn